Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ናብ በብዓይነቱ ሰበ ስልጣን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ትርከባ፡

[Asmarino Independent - Eritrea] - 11/10/2018

እቲ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ክጣበቅን፡ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ቆላሕታ ተገይሩለን፡ ትምህርተን ክቅጽላ፡ ተማሂረን ድማ፡ ኣብ ኩሉ ዓይነት ስራሓታውትን መሪሕነታትን ክካፈላን ባይታ ከንጽፈለን ከባራትዔን ዝቆመ ማሕበር፡ እተን ማራሕቱ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበራ ዝነበር ምሁራትን፡ ሰብ ተምክሮን፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ዝነበራ ኤርትራውያን፡ ክኢላታት፡ ብዙሕ ዓይነታት ትምህርቲ ቀሲመን ዘመስከራ፡ ከምኡ’ውን ወጻእተኛታት፡ ኣብ ናይ ሓፈሻዊ ደቂኣንስትዮ ምዕበሌ ተገዳስነትን ተፈላጥነትን ዝነበረን - ከምቲ ብግብሪ ዝኣቱ ገንዘብ ኣይነበረ ገለ (...)

... Article published by "Asmarino Independent" (Eritrea), read the rest of the news
For any information or claim on this article, see directly with the newspaper.


            e-mail

|   Adding or removing your content   |   Add your newspaper   |